ሰሜን ኮርያ ቅድሚ ሐዚ ካብ ዘካየደቶም ፈተነታት ባላስቲክ ሚሳይል እቲ ዝዓበየን ዝቐልጠፈን ፈተነ ከም ዘካየደት ገሊፃ።