ትግርኛ
|
Afar
Menu
መእተዊ ገፅ
ዜና
ብሄራዊ መደባት
ቆላሕታ
ከተማታትና
ማህደር ቃልስና
ገጠራትና
ሃገርና ንፍለጥ
መንነትና
ማህደር ዜና
ዝክረ ዜማ
ንዛተ
ዕርያ
መናእሰይ
ተሃድሶ
ማልት
ትእምት
ኤፍኤም መደባት
መቁሎብ
ብዓል ሞያ ሕጊ
ዕርያ
ታለንት ምኽሪ
ሓኪም
ልቢ ወለድ
ፎቶ ጋለሪ
ግብረ መልሲ
ኣርካይቭ
ፎረም
ዩ.መቐለ
ድምፂ ዩንቨርስቲ መቐለ
ኢሮብ
ኮሚቴ ኣፈፃሚት ስራሕ ኢህወዴግ ኣኼባኡ ከሳልጥ እዩ።
2 ነሓሰ 2011 ዓ.ም(ድምፂ ወያነ)ኮሚቴ ኣፈፃሚት ስራሕ ኢህወዴግ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣኼባኡ ከም ዘሳልጥ ተሓቢሩ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ብዙሓት ዛዕባታት ከምዝዝተየሎም ትፅቢት ይግበር። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ እቲ ውድብን ኣብ ካልኦት እዋናዊ ጉዳያት ሃገርን ዘተ ከም ዝግበር ድማ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚት ስራሕ ስራሕቲ እቲ ውድብን እዋናዊ ኩነታትን ብዕምቆት ምስ ገምገመ ቀፀልቲ ኣንፈታት ክቐምጥ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።
ይርከቡና...