ማዳካስካራዊ ኣሕመድ ኣሕመድ ፕረዝደንት ኮንፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ኮይኖም…

መቐለ መጋቢት 07/2009(ድወት) ማዳካስካራዊ ኣሕመድ ኣሕመድ ፕረዝደንት ኮንፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ኮይኖም…

ኮንፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ካፍ ማዳጋስካራዊ ኣሕመድ ኣሕመድ ዋና ፕረዝደንት ጌሩ መሪፁ።

ካሜሮናዊ ኢሳ ሓያቱ ንኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ 29 ዓመታት ብፕረዝዳንትነት መሪሖምዎ እዮም። ማዳጋስካራዊ ኣሕመድ ኣሕመድ ካብ 54ድምፂ 34 ብምርካብ እዮም ኣብ 60 ዓመት ታሪኽ እቲ ኮንፌደሬሽን ሻብዓይ ፕረዝደንት ኮይኖም ዘለዉ።